ሃብቲታት

ኩሎም ዝርከቡ ሃብቲታት ብቋንቋኹም ኣብዚ ገጽ ክትረኽብዎም ትኽእሉ ኢኹም።

እዚ ድማ በረርቲ ወረቓቕቲ፣ ፖስተራት፣ ደብዳበታት፣ ንማሕበረሰብ ዝቐርቡ እዋናዊ ሓበሬታታት፣ ብተደጋጋሚ ዝሕተቱ ሕቶታትን ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ምልክታታትን የጠቓልል።

እቶም ሃብቲታት ብኣርእስቲ ወይ ብከባቢ ዝተወደቡ እዮም።